ኩሉኹም ናይ ወደ መዝሙር ትምህርቲ ክትካፈሉ ዝጸናሕኩም ካልኣይ ክፋል ናይ ወደ መዝሙር ትምህርቲ ክቅጽል ስለ ዝኾነ ንዕለት 18/08/2014  ሰዓት 6:30 ኣብ ኣደራሽ ቤተክርስትያን ንኽትርከቡ ብትሕትና ንሕብረኩም።